Nayna Electrical Vehicles and Renewable Energies PLC

Nayna Electrical Vehicles and Renewable Energies PLC Electrical Vehicles and Renewable Energies Factory , Importer and Trader

26/10/2026

ብኤሌክትሪክ እትሰርሕ ናይ ደረቕ ፅዕነት ተሽከርካሪት
ሽደን 2

23/10/2026

ሰላም ሰላም
ዳሕና ዲኹም

ናይና ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ መቕረብቲ ኢና

ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ናይ ደረቕ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ዓዲግኹምዶ ?

ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ ክልልና ኸባቢታት ግልጋሎት ይህባ ዘለዋ ሽደናትናኸ ሪኡኹምወንዶ ?

እምበኣር ተላለይወን

ሽደን 1 ክሳብ 10 ኩንታል ዝፅዕን ፣ ክሳብ 130 ኪሎ ሜትር ዝጓዓዝ ፣ ሰፊሕ ናይ መፅዐኒ ቦታ ዘለዎን እየን

ሽደን 2 ክሳብ 7 ኩንታል ዝፅዕና ፣ ክሳብ
100 ኪሎ ሜትር ዝጓዓዝ ፣ ብሰለስተ ሕብሪ ይረኽቡወን

ኹለን ተሽከርከርትና ልቓሕ ዝተመቻቸየለን እየን

ኣድራሻና
መቐለ ፣ መንገዲ ዓዲ ሓውሲ ዳ ኣባ ገብረሚካኤል ኣፀደ ህፃናት ፊት ለፊት

ብኤሌክትሪክ ንዝሰርሓ ሰለስተ እግረን ተሽከርከርቲ ዝጥቀማሉ ዳብል ፖል ብሬከራት( Double Pole MCBs) 80A ፣ 100A ን 125A ዘምፃእና ምኳና ክንሕብረኩም ንፎቱ ።ሰላም ንህዝብና...
12/10/2026

ብኤሌክትሪክ ንዝሰርሓ ሰለስተ እግረን ተሽከርከርቲ ዝጥቀማሉ ዳብል ፖል ብሬከራት( Double Pole MCBs) 80A ፣ 100A ን 125A ዘምፃእና ምኳና ክንሕብረኩም ንፎቱ ።

ሰላም ንህዝብና ።
ሰላም ልዓድና ።

25/09/2026

ሰላም ልህዝብና
ሰላም ልዓድና
ሰላም ልኹሉ ፉጡር

ናይና ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ
ተወሳኺ ናይ ስልኪ ኣድራሻና
+251707743967
🙏🙏🙏

17/09/2026

ብሰላም ምፁታ

10/09/2026

እንኳዕ ኣብፀሐና

ትካልኹም ናይና ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ

ሩሑስ ሓንሰ መስቀለ እንዳበለ ንመላእ ህዝብና ዓመተ ሰላምን ቅሳነትን ክኾነልና ይምነ።

ኣጋራትን ደገፍትን መዓልታዊ ዕዮታትናን ዛጊድኳ ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ክልልና ( ሸራሮ ፣ ሽረ ፣ ኣክሱም ፣ ዓድግራት ፣ ዛላምበሳ ፣ ውቅሮ ክልተ ኣውላዕሎ ፣ መቐለ ፣ መኾኒ ን ኣላማጣን) ኣብ ግልጋሎት ዝርከባ ብኤሌክትሪክ ዝሰርሓ ናይ ደረቕ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ብፍትሓዊ ዋጋ ቐሪቡ ይፅበየኩም ኣሎ።

መኣዝ እዚ ጥራሕ ካብ ባሕቲ ሓዱሽ ዓመት ክሳብ መስቀል ወድየው ኸፊልኹም ንእትዕድጉ ዝመረፅኹምዎ በጊዕ ህያብ ዓመት ብዓል ዘዳለና ኾንና ሙሉእ ኽፍሊት ናይ ምኽፋል ፀገም ንዘለኩም ወገናትና ድማ ምሳና ሓቢሮም ምስ ዝሰርሑ መዳርግቲ ኣካላት ናይ 50% ናይ ልቓሕ ቀረብ ኣዳልዩ ከም ዘሎ ክንሕብረኩም ንፎቱ።

ብሰላም ምፁታ

ናይ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ

08/09/2026

ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ጎይታ
መልካም ኣዲስ ዓመት ያድርግልን ጌታ
Wish You Happy Ethiopian New Year

12/08/2026

ሽደን 2

31/07/2026

Shiden 2
ሽደን 2

14/07/2026

መን ይንገር . . . ሽደንን ሰጋርን

Address

Ethiopia , Tigray
Mekelle

Opening Hours

Monday 08:00 - 17:00
Tuesday 08:00 - 17:00
Wednesday 08:00 - 17:00
Thursday 08:00 - 17:00
Friday 08:00 - 17:00
Saturday 08:00 - 17:00

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Nayna Electrical Vehicles and Renewable Energies PLC posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Shortcuts

Share