Kevi Goyta Tigray

Kevi Goyta Tigray ሰላም ጥራይ ትግራይ ዓደይ 🤌🫶💛❤🇻🇳 ✌️ ✌️

09/05/2026

ሎሚዓንቲ ደስ ዝብል መዓልቲ እዩ!
ቅድስት ድንግል ማርያም ዝተወለደትሉ መዓልቲ🫶
እንኳዕ ንማርያም ግንቦት ኣብፀሐና 🤌 💛

Mekonnen Gebreanenia 🔥13,000,000 አገራችን ውስጥ ያልገቡ አንሸጥም! ይደውሉ +251911201518🙏
07/05/2026

Mekonnen Gebreanenia 🔥
13,000,000 አገራችን ውስጥ ያልገቡ አንሸጥም! ይደውሉ +251911201518🙏

06/05/2026

ጎልልልል💪💪💪
ወልዋሎ ዓጋመ 1 - 0 አርሲ ነገሌ

ስምኦን ማሩ
ወዲ ሰፈረይ 🔥

Sponsored ካብ ክቡር ሓውና ብ Mekonnen Gebreanenia ገሚትኩም ተሸለሙ ብትኽክል ቐዲሙ ዝገመተ/ት 5,000 ብር ይሽለም! ወሳኒ ጨወታ 🔥ወልዋሎ ዓዲግራት ዩንቨርሲቲ Vs አርሲ...
05/05/2026

Sponsored ካብ ክቡር ሓውና ብ Mekonnen Gebreanenia

ገሚትኩም ተሸለሙ ብትኽክል ቐዲሙ ዝገመተ/ት 5,000 ብር ይሽለም!

ወሳኒ ጨወታ 🔥
ወልዋሎ ዓዲግራት ዩንቨርሲቲ Vs አርሲ ነገሌ

ኣብ ኣዳማ ስታድየም
ረቡዕ
ሰዓት 12:00

ሕግታት ሽልማት
1.

ሰናይ ዕድል ይምነ Kevi Goyta ም/ፕረዚደንት ማሕበር ደገፍቲ ወልዋሎ ጨንፈር ኣዲስኣበባ 💛✌️

01/05/2026

ኣብ ዓዲግራት ሐዚ ኣብ ጎደና Walk ይገብር ኣለኩ።መንእሰይ ዳርጋ ብዙሕ የለን፣ዓጋመ ፅቡቅ ኣየር ፀባይ ዘለዋ ዓዲ እያ። ንምንባር እውን ምችውቲ እያ !

ዝሮ ዓድና ሰላም ገይሩ እስኪ ይኣካክበና ፈጣሪ 👏

😋
01/05/2026

😋

ሎሚዓንቲ መዓልቲ ውልደተይ እዩ!ኣብ ከተማ ዓዲግራት 07 ቀበሌ ዕለት 23 ተወሊደ።👏  ተወሳኪ ንንስሃ ዝኮን ዕድመ ስለዝሃብካኒ ተመስገን ፈጣሪ።🤌❣️
01/05/2026

ሎሚዓንቲ መዓልቲ ውልደተይ እዩ!
ኣብ ከተማ ዓዲግራት 07 ቀበሌ ዕለት 23 ተወሊደ።👏

ተወሳኪ ንንስሃ ዝኮን ዕድመ ስለዝሃብካኒ ተመስገን ፈጣሪ።🤌❣️

Address

Adigrat

Telephone

0919002991

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Kevi Goyta Tigray posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share